FIFA President Gianni Infantino presents U.S. President Donald Trump with the FIFA Peace Prize during the FIFA World Cup 2026 Final Draw at the John F. Kennedy Center for the Performing Arts on December 5, 2025 in Washington, D.C Source: AAP / Michael Nigro / Samuel Corum/Sipa USA/AAP Image
ሰላም ክቡራት ሰማዕትና፡ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ 2026 መዓልቱ ኣኺሉ ዝጅመረሉ እዋን በጺሑ'ሎ። ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ብቐጥታን ብነጻን ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥንን ሬድዮን SBS እዩ። ስለ'ዚ እዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ውራይ ክካየድ'ንከሎ ሸፈነና ኣብ ኩሉ መድረኻት ቴሌቪዥን፡ ሬድዮ፡ መርበብ ሓበሬታን ማሕበራዊ መድረኻትን ክውስኽ'ዩ ማለት'ዩ። ንሎሚ እምበኣር እቲ ውራይ ቅድሚ ምጅማሩ ብዛዕብኡ ሓፈሻዊን እዋናውን ሓበሬታን ርእይቶን ንምርካብ ምስ ተንታኒ ስፖርትን ኣዳላዊ "ነጋ ስፖርት"ን ዝኾነ ነጋ ወልደጊዮርጊስ ሓጺር ዕላል ከነካይድ ኢና። * ሃንቀውታን ትጽቢትን ንዋንጫ ዓለም ከም ቀደሙ ድዩ ዘሎ፧ * ተጻወቲ እኹል ዕረፍትን ምድላዋትን ረኺቦም ድዮም፧ * ጉዳያት ቪዛ፣ ቲኬት፣ መጓዓዝያ፣ ድኹም ኣሰራርሓ ፊፋ፣ ምክልባት ደያኑ፣ ተጻወቲ፣ ደገፍቲን ኣባላትን * ተጠመትቲ ከዋኽብቲ በዓል መን'ዮም፧ ካብ ትጽቢት ወጻኢ ተኣምራት ክንርኢ ዲና፧ Published 10 June 2026 11:45am
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ሰላም ክቡራት ሰማዕትና፡ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ 2026 መዓልቱ ኣኺሉ ዝጅመረሉ እዋን በጺሑ'ሎ። ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ብቐጥታን ብነጻን ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥንን ሬድዮን SBS እዩ። ስለ'ዚ እዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ውራይ ክካየድ'ንከሎ ሸፈነና ኣብ ኩሉ መድረኻት ቴሌቪዥን፡ ሬድዮ፡ መርበብ ሓበሬታን ማሕበራዊ መድረኻትን ክውስኽ'ዩ ማለት'ዩ። ንሎሚ እምበኣር እቲ ውራይ ቅድሚ ምጅማሩ ብዛዕብኡ ሓፈሻዊን እዋናውን ሓበሬታን ርእይቶን ንምርካብ ምስ ተንታኒ ስፖርትን ኣዳላዊ "ነጋ ስፖርት"ን ዝኾነ ነጋ ወልደጊዮርጊስ ሓጺር ዕላል ከነካይድ ኢና። * ሃንቀውታን ትጽቢትን ንዋንጫ ዓለም ከም ቀደሙ ድዩ ዘሎ፧ * ተጻወቲ እኹል ዕረፍትን ምድላዋትን ረኺቦም ድዮም፧ * ጉዳያት ቪዛ፣ ቲኬት፣ መጓዓዝያ፣ ድኹም ኣሰራርሓ ፊፋ፣ ምክልባት ደያኑ፣ ተጻወቲ፣ ደገፍቲን ኣባላትን * ተጠመትቲ ከዋኽብቲ በዓል መን'ዮም፧ ካብ ትጽቢት ወጻኢ ተኣምራት ክንርኢ ዲና፧