ገምጋም መወዳእታ ዓመት (2022)፡ ብወራር ሩስያን መቕተልቲ ሺንዞ ኣበይን ጀሚራ ብዓወት መሲን ኣርጀንቲናን ትዛዘም ዘላ ዓመት

DONETSK REGION, UKRAINE - DECEMBER 4: The ruined bridge on the road to Kreminna. Ukraine. Donetsk region. December 4 2022. (Photo by Serhiy Morgunov for The Washington Post via Getty Images) Source: The Washington Post / The Washington Post/The Washington Post via Getty Im
ኣብ’ዚ ንሓልፎ ዘለና ዓመት፣ ዓለም ካብ’ቲ ዝኸፍአ ኩነታት ናይ’ቲ ለበዳ ክትወጽእ ኣብ ዝጀመረትሉ፣ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ብኲናት ተሰናቢዱን ብስፖርታዊ ዓወታት ከኣ ተጸናኒዑ። 2022 ወራራት፣ ፖለቲካዊ መቕተልታት፣ ምዕልቕላዓትን ሕልፈት ህይወት ሓንቲ ንግስትን ተዓዚባ፣ እዚ ግን እቲ መበገሲ ጥራይ’ዩ ኔሩ።
Share