ዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ነበር ግብጻዊ ብጥሮስ ቓሊ ኣብ መበል 93 ዓመቱ ዓሪፉ። ብጥሮስ ቓሊ፡ ቀዳማይ ኣፍሪቃዊ ዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ቅድሚ ናይ ኤርትራ ረፈረንደም ንነጻነት ምክያዱ ቀዳማይ ዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኣስመራ ዝኣተወ መራሒንውን ኢዩ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends