SKIP TO MAIN CONTENT

“ሰላምን ፍቕርን ቀዳምነት ንህቦም፡ ብዛዕባ ኣብ ዓዲ ዘሎ መንግስቲ ዘለና ርእይቶ - ክንድግፍን ክንቃወምን - ናይ ብሕትና መብቲ ኮይኑ ምክእኣል ኣብ መንጎ ኣሕዋት ኢትዮጵያውያን ማሕበረሰባት ግን ክህልው ኣለዎ።” ኣቶ ለገሰ ዘነበ

The Ethiopian New Year festival in Melbourne, 2013
The Ethiopian New Year festival in Melbourne, 2013 Source: Cityofmaribyrnong.com.au

ጽልዋ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ወለዶ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ከመይ ኩነታት ይርከብ? ብኸመይ ከ ይተሓዝ ኣሎን ክተሓዝ ይግብኦን ነዞም ሕቶታት ኣብ ተኸታታሊ መደባትና ክንምልስ ክንፍትን ኢና። ናይ ሎሚ ጋሻና ምክትል ኣቦ መንበር ማሕበረሰብ ተጋሩ ኮሚውኒቲ ኣብ ቪክቶርያ (ኣውስትራልያ) ኣቶ ለገሰ ዘነበ

Published

Updated

By ኤስቢኤስ ትግርኛ

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጽልዋ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ወለዶ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ከመይ ኩነታት ይርከብ? ብኸመይ ከ ይተሓዝ ኣሎን ክተሓዝ ይግብኦን ነዞም ሕቶታት ኣብ ተኸታታሊ መደባትና ክንምልስ ክንፍትን ኢና። ናይ ሎሚ ጋሻና ምክትል ኣቦ መንበር ማሕበረሰብ ተጋሩ ኮሚውኒቲ ኣብ ቪክቶርያ (ኣውስትራልያ) ኣቶ ለገሰ ዘነበ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now