"ረመዳንን ዒድን ክመጽእ ኩሉ ግዜ ዓደይ እዩ ዝረኣየኒ" ሰሚራ መሓመድ20:11 Credit: SuppliedSBS TigrinyaView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (16.96MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ኣብዚ ወርሒ ኣመንቲ ምስልምና ኣብ ናይ ረመዳን ጾም ኣለዉ፡ ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ኣብ እዋን ረመዳንን ዒድን ዝዳሎ መግቢን መስተን ምስኡ ዝኸይድ ፍቕርን ምትሕውዋስን ኣብ ዓዲን ኣብ ወጻእን ከመይ ከምዝመስል ኣብሪሃትልና ኣላ።ShareLatest podcast episodesዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ጥሪ 2026)ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ጥሪ 2026)"ኣብ ኩሉ ዶባት ምስ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ፍቓድ ካብ ምምሕዳር ከይሓተተ ባዕሉ ጥሒሱ ርክብ የካይድ’ዩ ዘሎ፡ እዚ ተጠናኺሩ ክቕጽል ኣለዎ።”ኣቶ የማነ ኣ/ ቱሪዝም ዓዲ ግራትማሕበራዊ መራኸቢ ከይጥቀሙ ዝተኣገዱ መንእሰያት ዕረፍቶም ብኸመይ የሕልፍዎ ኣለዉ፧