Weekly Sport Source: IAAF Walta Dimension dataኤርትራዊያን ንጉሰ ኣምለሶምን ፒተር ማሙን ኣብ ማራቶናት ፖርቱጋልን ስሎቨንያን ተዓዊቶም፡ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ዝመጽእ ቀዳም ዝጅመር ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሎምባርዲ ንጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ቀዳማይ ተሰላፊ ኮይኑ ተመሪጹ፡ ኣብ ግጥማት ሪዮ 2016 ዓወታት ዘመዝገቡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናይ መኪናን ገንዘብን ስልማት ተዓዲሎም፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ምሕዝነታዊ ግጥም ኢትዮጵያን ታንዛንያን ብስግኣት ዕግርግር ተሰሪዙ::
ኤርትራዊያን ንጉሰ ኣምለሶምን ፒተር ማሙን ኣብ ማራቶናት ፖርቱጋልን ስሎቨንያን ተዓዊቶም፡ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ዝመጽእ ቀዳም ዝጅመር ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሎምባርዲ ንጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ቀዳማይ ተሰላፊ ኮይኑ ተመሪጹ፡ ኣብ ግጥማት ሪዮ 2016 ዓወታት ዘመዝገቡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናይ መኪናን ገንዘብን ስልማት ተዓዲሎም፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ምሕዝነታዊ ግጥም ኢትዮጵያን ታንዛንያን ብስግኣት ዕግርግር ተሰሪዙ::