SKIP TO MAIN CONTENT

“መጻኢ ስደተኛታት ኤርትራዊያን ኣብ እስራኤል: ምስ’ዚ ሓዲሽ ምዕባለ እንታይ ክመስል’ዩ?” ዘተ ምስ ሰናይት ዘርኣብሩኽን መም ምሩጽ እያሱን

Asylum seekers outside an Israeli detention centre (AAP)
Asylum seekers outside an Israeli detention centre (AAP) Source: AAP

ኣብዚ ቅንያት መንግስቲ እስራኤል ምስ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዝገበሮ ስምምዕ፡ ገለ ክፋል ስደተኛታት ኣብ ካናዳን ሃገራት ኣውሮጳን ክጣየሱ ገለ ክፋል ድማ ኣብ እስራኤል ጊዚያዊ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት መንበሪ ፍቓድ ክወሃብ ስምምዕ ተገይሩ። ኣንተኾነ እቲ ዝተገልጸ ካብ ዝጸንሐ ፍልይ ዝበል ስምምዕ፡ ከይወዓለ ከይሓደረ መንግስቲ እስራኤል “ክሓስበሉ እየ” ብምባል ከድሓርሕር ተራእዩ። ነቶም ቀንዲ ሰብ ጉዳይ ዝኾኑ ስደተኛታት ትርጉም ናይዚ ሓዲሽ ምዕባለ እንታይ እዩ? ከም ሕብረተሰብ ነዚ ብኸመይ ተቐቢሎሞ? መጻኢ ናይዞም ስደተኛታት ወትሩ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ይኣቱ ኣሎ፣ ነቲ ጉዳይ ናብ ኢዶም ንምምላስ እንታይ ክግበር ክግበር ኣለዎ? ዝብሉን ካልእን ኣብዚ ተዘትይሉ ኣሎ፡፡

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቅንያት መንግስቲ እስራኤል ምስ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዝገበሮ ስምምዕ፡ ገለ ክፋል ስደተኛታት ኣብ ካናዳን ሃገራት ኣውሮጳን ክጣየሱ ገለ ክፋል ድማ ኣብ እስራኤል ጊዚያዊ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት መንበሪ ፍቓድ ክወሃብ ስምምዕ ተገይሩ። ኣንተኾነ እቲ ዝተገልጸ ካብ ዝጸንሐ ፍልይ ዝበል ስምምዕ፡ ከይወዓለ ከይሓደረ መንግስቲ እስራኤል “ክሓስበሉ እየ” ብምባል ከድሓርሕር ተራእዩ። ነቶም ቀንዲ ሰብ ጉዳይ ዝኾኑ ስደተኛታት ትርጉም ናይዚ ሓዲሽ ምዕባለ እንታይ እዩ? ከም ሕብረተሰብ ነዚ ብኸመይ ተቐቢሎሞ? መጻኢ ናይዞም ስደተኛታት ወትሩ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ይኣቱ ኣሎ፣ ነቲ ጉዳይ ናብ ኢዶም ንምምላስ እንታይ ክግበር ክግበር ኣለዎ? ዝብሉን ካልእን ኣብዚ ተዘትይሉ ኣሎ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now