SKIP TO MAIN CONTENT

ሰናይት፡ ኣብ ናይ ሕማም ቓንዛ ትነብር ኣደ ሽዱሽተ ዉሉዳት

Feature
Source: Supplied

ንሓሙሻይ ግዜ ድቂ ኣብ ዝሓዘትሉ: ጠንቁ ብዘይተፈልጠ: ክልቲአን ኣጥባታ ልዕሊ ንቡር እናገዘፈ ክሳብ 7 ኪሎ ተመዝነ። ኣብ ኤርትራ፡ ሱዳንን ግብጺን እንተተሓከመት’ኳ ኣይተፈወሰትን፡ ሎሚ ኣብ ሱዳን ኮይና ለይቲን መዓልቲን እናተሳቐየትን ዉሉዳ እናኣለይትን ክትፍወስ እሞ ህይወታ ክትቅጽል ትምነ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሓሙሻይ ግዜ ድቂ ኣብ ዝሓዘትሉ: ጠንቁ ብዘይተፈልጠ: ክልቲአን ኣጥባታ ልዕሊ ንቡር እናገዘፈ ክሳብ 7 ኪሎ ተመዝነ። ኣብ ኤርትራ፡ ሱዳንን ግብጺን እንተተሓከመት’ኳ ኣይተፈወሰትን፡ ሎሚ ኣብ ሱዳን ኮይና ለይቲን መዓልቲን እናተሳቐየትን ዉሉዳ እናኣለይትን ክትፍወስ እሞ ህይወታ ክትቅጽል ትምነ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now