SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣብዚ ሰብኣውነት ጠፊኡሉ ዘሎ እዋን፣ ንመሰል ደቂ ኣንስትዮ ኢልካ ምቅላስ ትርጉም የብሉን” ሰናይት ዘርኣብሩኽ

Israel woman
Source: Senait Zerabruk FB

ብምኽንያት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህይወት ኣብ እስራኤል ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ብድሆታቱን መጻኢ ተስፋኡን እንታይ ከምዝመስል፣ ብሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ ኣብ እስራኤል ዝኾነት ሰናይት ዘር ኣብሩኽ ክግለጽ ተፈቲኑ ኣሎ። ሰናይት ነቲ ተደራራቢ ወጽ ዓ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራዊያን ብመሳጢን ገላጽን ኣቀራርባ ኣመሓላሊፋቶ ኣላ፡ ንምስማዑ ኣብዚ ምጥዋቕ ይከኣል እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብምኽንያት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህይወት ኣብ እስራኤል ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ብድሆታቱን መጻኢ ተስፋኡን እንታይ ከምዝመስል፣ ብሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ ኣብ እስራኤል ዝኾነት ሰናይት ዘር ኣብሩኽ ክግለጽ ተፈቲኑ ኣሎ። ሰናይት ነቲ ተደራራቢ ወጽ ዓ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራዊያን ብመሳጢን ገላጽን ኣቀራርባ ኣመሓላሊፋቶ ኣላ፡ ንምስማዑ ኣብዚ ምጥዋቕ ይከኣል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now