SKIP TO MAIN CONTENT

“ፖለቲካውን ሉኣላውነትን ኤርትራ ዝግህስ ሰላም፥ ውሕስነት የብሉን።” ሰናይ ገብረመድህን

Interview Tigrinya
Source: SBS Tigrinya

ኣብዚ ቅልጡፍ ፖለቲካዉን ዲፕሎማሲያዊን ምዕባለ ኢትዮ-ኤርትራ፣ ዝምድና ተቓወምቲ ዉድባት ኢትዮጵያን መንግስቲ ኤርትራን ትማሊን ሎሚን፡ ኣንፈት ጉዕዞ ሰላም ናበይ የምርሕን ምስኡ ዝተሓሓዙ ጉዳያትን ፡ ጸሓፊ “የኤርትራ ማስታወሻየ” ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ትንታነ ሂቡ ኣሎ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቅልጡፍ ፖለቲካዉን ዲፕሎማሲያዊን ምዕባለ ኢትዮ-ኤርትራ፣ ዝምድና ተቓወምቲ ዉድባት ኢትዮጵያን መንግስቲ ኤርትራን ትማሊን ሎሚን፡ ኣንፈት ጉዕዞ ሰላም ናበይ የምርሕን ምስኡ ዝተሓሓዙ ጉዳያትን ፡ ጸሓፊ “የኤርትራ ማስታወሻየ” ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ትንታነ ሂቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now