ክንዮ እቲ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ዝርአ ፈኲስ ብከላ ፡ ቱሪዝማዊ ምዕባለ እናዓበየ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ። ኣብዚ ሰሙን "ዚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ ንከዋኽብቲ ዝድህስስ ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ጸልማት ህዋ ዝር አ ናይ ብ 'ጸሊም ናይ ሰማይ ቱሪዝም" ዝብል ግዳሰ እናዓበየ ይኸይድ ኣሎ ።
Share

Published
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends