Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ኣብ ኣውስትራሊያ ኣገልግሎት ምትርጓም ቋንቋ ብነጻ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Interpreting service – Getty Images

Interpreting service – Getty Images Source: Interpreting service – Getty Images

ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝኣትዉ ሓደሽቲ መጻእቲ ተርጎምቲ ቋንቋታት ኣዚዮም ሓገዝቲዮም። ምትርጓም ኣድለይቲ ሰነዳት ይኹን ምስ ዶክተር ቆጸራ ኣብ ዝህሉ ኣሰንዮሙኻ ክኸዱ፡ ብዙሕ ስራሓት እዮም ዝዓሙ። በዚ ድማ እቲ ዝዝረብ ብግቡእ ከምተረድኣካ ንምርግጋጽ ኣገልግሎት ትርጉም ቋንቋ ይህቡ። ነዚ ኣገልግሎት ንምርካብ ከፊልኩም ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም እንተኾነ ነዚ ኣገልግሎት ምትርጓም ብነጻ ከመይ ከምዝርከብ እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ከብርህ እዩ።Useful links: TIS National TIS Multilingual Free translating service by the Department of Social Services NAATI Migrants urged not to use relatives as interpreters in hospital

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝኣትዉ ሓደሽቲ መጻእቲ ተርጎምቲ ቋንቋታት ኣዚዮም ሓገዝቲዮም። ምትርጓም ኣድለይቲ ሰነዳት ይኹን ምስ ዶክተር ቆጸራ ኣብ ዝህሉ ኣሰንዮሙኻ ክኸዱ፡ ብዙሕ ስራሓት እዮም ዝዓሙ። በዚ ድማ እቲ ዝዝረብ ብግቡእ ከምተረድኣካ ንምርግጋጽ ኣገልግሎት ትርጉም ቋንቋ ይህቡ። ነዚ ኣገልግሎት ንምርካብ ከፊልኩም ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም እንተኾነ ነዚ ኣገልግሎት ምትርጓም ብነጻ ከመይ ከምዝርከብ እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ከብርህ እዩ።Useful links: TIS National TIS Multilingual Free translating service by the Department of Social Services NAATI Migrants urged not to use relatives as interpreters in hospital

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now