Source: Getty Imagesኣውስትራሊያ ኣብ ወርሒ ሕዳር፡ ኣብ ታሪኽ ካብዝተመዝገበ ዝለዓለ መጠን ሙቐት ተመዝግብ ኣላ። ንፋስ ላኒና (La Niña) ጠሊ ዝሓዘ ወቕቲ ሳመር ሒዙ ይመጽእ እንተሎኳ፡ ቤት ጽሕፈት መትሮሎጂ ብወገኑ ማዕበል ሙቐት ንነዊሕ እዋን ክጸንሕ ምዃኑ ገሚቱ ኣሎ። ምስ ሙቐትን ጸሓይን ዝመጽእ ጸገም ጥዕና ንምክልኻል ኪኢላታት መጠንቀቕታ ይህቡ ኣለዉ።
ኣውስትራሊያ ኣብ ወርሒ ሕዳር፡ ኣብ ታሪኽ ካብዝተመዝገበ ዝለዓለ መጠን ሙቐት ተመዝግብ ኣላ። ንፋስ ላኒና (La Niña) ጠሊ ዝሓዘ ወቕቲ ሳመር ሒዙ ይመጽእ እንተሎኳ፡ ቤት ጽሕፈት መትሮሎጂ ብወገኑ ማዕበል ሙቐት ንነዊሕ እዋን ክጸንሕ ምዃኑ ገሚቱ ኣሎ። ምስ ሙቐትን ጸሓይን ዝመጽእ ጸገም ጥዕና ንምክልኻል ኪኢላታት መጠንቀቕታ ይህቡ ኣለዉ።