Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ክእለት ትምህርትን ተመኩሮ ስራሕን ኣብ ኣውስትራሊያ ከምዝሰርሕ ምግባር

Graduates [Credit: AAP]

Graduates [Credit: AAP] Source: Graduates [Credit: AAP]

ኣውስትራሊያ ብዙሓት ኪኢላታት ስደተኛታት በብዓመቱ ትቕበል፡ ካብ 2001 ኣትሒዙ ቁጽሪ ናይቶም ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዘለዎም ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣትዉ ሰባት ብዕጽፊ ዓቢዩ እዩ፡፣ እንተኾነ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ብቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ ዝወጸ ሪፖርት ከምዝሕብሮ ካብዞም ኪኢላታት በቲ ዘለዎም ሞያ ስራሕ ዝሕዙ እቶም 40 ሚእታዊ ጥራይ እዮም። ኣብ ኣውስትራሊያ ምስ ኣቶኻ ናይዚ ዓዲ ትምህርቲን ተመኩሮን ምስዘይህሉ፡ ብሞያኻ ስራሕ ምእንቲ ክትረክብ እናታይ ዓይነት ደገፍ ክርከብ ይከኣል? እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክምልሶ እዩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣውስትራሊያ ብዙሓት ኪኢላታት ስደተኛታት በብዓመቱ ትቕበል፡ ካብ 2001 ኣትሒዙ ቁጽሪ ናይቶም ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዘለዎም ናብ ኣውስትራሊያ ዝኣትዉ ሰባት ብዕጽፊ ዓቢዩ እዩ፡፣ እንተኾነ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ብቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ ዝወጸ ሪፖርት ከምዝሕብሮ ካብዞም ኪኢላታት በቲ ዘለዎም ሞያ ስራሕ ዝሕዙ እቶም 40 ሚእታዊ ጥራይ እዮም። ኣብ ኣውስትራሊያ ምስ ኣቶኻ ናይዚ ዓዲ ትምህርቲን ተመኩሮን ምስዘይህሉ፡ ብሞያኻ ስራሕ ምእንቲ ክትረክብ እናታይ ዓይነት ደገፍ ክርከብ ይከኣል? እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክምልሶ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now