Source: Getty Imagesፈደራላዊ ምርጫ ቅድሚ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ክካየድ ምስ ምዃኑ ንፈለማ ግዜ ድምጽኹም ቅድሚ ምሃብኩም ወይ ምድማጽኩም ክትወስድዎም ዝግብኣኩም ስጉምቲታት ኣለዉ። ንዓኹም ንኸተድምጹ መታን ክትምዝገቡን ሃገርና ኣብ ምቕራጽ ድምጺ ክህልወኩምን ዝሕግዝኹም ብዙሓት መወከሲታት/መሳለጥያታት ተቐሪቦም ኣለዉ።
ፈደራላዊ ምርጫ ቅድሚ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ክካየድ ምስ ምዃኑ ንፈለማ ግዜ ድምጽኹም ቅድሚ ምሃብኩም ወይ ምድማጽኩም ክትወስድዎም ዝግብኣኩም ስጉምቲታት ኣለዉ። ንዓኹም ንኸተድምጹ መታን ክትምዝገቡን ሃገርና ኣብ ምቕራጽ ድምጺ ክህልወኩምን ዝሕግዝኹም ብዙሓት መወከሲታት/መሳለጥያታት ተቐሪቦም ኣለዉ።