Apprenticeship Source: Getty Imagesነቶም ብስደት ዝመጹ መንእሰያት፡ ኣብዝመርጽዎ ናይ ስራሕ ዓውዲ ንኽዋፈሩ ኣቲ ዝበለጸ መገዲ ናይ ሞያ ትምህርቲ ወይ apprenticeship ምስዝመሃሩ እዩ። እዚ ናይ ሞያ ትምህርቲ ወይ apprenticeship እናተኸፈልካ ምምሃርን ከም ናይ ምሉእ ጊዜ ወይ እናተመሃርካ ኣብ ናይ ትርፊ ሰዓት እትረኽቦ ዝተወሃሃደ ሞያዊ ስልጠና እዩ። (Settlement Guide: How to get an apprenticeship in Australia)
ነቶም ብስደት ዝመጹ መንእሰያት፡ ኣብዝመርጽዎ ናይ ስራሕ ዓውዲ ንኽዋፈሩ ኣቲ ዝበለጸ መገዲ ናይ ሞያ ትምህርቲ ወይ apprenticeship ምስዝመሃሩ እዩ። እዚ ናይ ሞያ ትምህርቲ ወይ apprenticeship እናተኸፈልካ ምምሃርን ከም ናይ ምሉእ ጊዜ ወይ እናተመሃርካ ኣብ ናይ ትርፊ ሰዓት እትረኽቦ ዝተወሃሃደ ሞያዊ ስልጠና እዩ። (Settlement Guide: How to get an apprenticeship in Australia)