ኣብ ኣውስትራሊያ ስደተኛታት ሰራሕተኛታት ከምኩሎም ኣውስትራሊያዊያን ማዕረ መሰል ኣለዎም፡ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

At work - Andrey Rudakov/Bloomberg Source: via Getty Images
ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሓት ንስራሕ ዝተዋፈሩ ሰባት ትሑት ደሞዝ ይኽፈሎም ኣሎ ዝብል ዜና፡ ወትሩ ይስማዕ አዩ። ከም ኩሉ ሰራሕተኛ ብዛዕባ ደሞዝካ፡ ኩነታት ስራሕን ድሕነትካን ንጹር መሰል ኣለካ። እዞም መሳልት ንምርግጋጽ እንታይ እዩ ክግበር ዘለዎ? ነዚ ዝምልከት ዝርዝር ኣብዚ ኣሎ።
Share