ንብዙሓት ስደተኛታት መዓልቲ ANZAC ተምሳሌት ከቢብ ቆቡዕ ዝወደዩ ወተሃደራት ኣብ 1915 ሜዳታት Gallipoli i ዝተዋግኡ ዝወደቑን ክከውን ይኽእልዩ ።እንተኾነ እዚ ምስሊዚ ኣብ ዝሓለፉ ሓደ ሚእቲ ዓመት በብቕሩብ ተቐይሩ ኢዩ።መዓልቲ ANZAC ማለት ኣብዝተፈላለዩ ዓውደ ኩናት ተሳቲፎም ህይወቶም ናይ ዝወፈዩ ካብ ብዙሓ ባህላዊ ድሕረባይታ ዝመጹ ወተሃደራት እናኾነ ኮይዱ እዩ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026
War family Source: War family
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends
