ትምህርቲ ወሲብ ኣብ ቤት ትምህርቲ

Low section of woman with two men in bed Credit: Moodboard
ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ምዝራብ ፡ ብዙሓት ሰባት ዋላውን ኣብ ውሽጢ ስድራ በቶም እውን ከይተረፈ ብግልጺ ምዝርራብ ይኸብዶም እዩ። እንተኾነ ግን ምስ መንእሰያት ዝሰርሑ ትካላት ፡ ምእንቲ ምትእምማንን ድሕነትን ደቅና ኢልና ፡ ነቲ ጽንኩር ኩነታት ክንሓልፎ ኣለና ይብሉ ።
Share