Source: Getty Imagesሓድሽ መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ ክልተ ካብ ሓሙሽተ ኣውስትራሊያውያን ኣብ ቦታ ስርሖም ብዛዕባ ጽሬት ክግደሱ ከለው ልዕሊ ርብዒ ግን ካብ ምጅማር ለበዳ ኣትሒዞም ብዛዕባ ጀርምታት ክጭነቑ ። ብዙሓት ሰራሕተኛታት ናብቲ ብኣካል ዝመጹሉ ቦታ ምስ ተመልሱ: ኣብ ናይ ሓባር ቦታታት ስራሕ ምስራሕን ግዜኻ ምሕላፍን የጨንቐካ ድዩ ?
ሓድሽ መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ ክልተ ካብ ሓሙሽተ ኣውስትራሊያውያን ኣብ ቦታ ስርሖም ብዛዕባ ጽሬት ክግደሱ ከለው ልዕሊ ርብዒ ግን ካብ ምጅማር ለበዳ ኣትሒዞም ብዛዕባ ጀርምታት ክጭነቑ ። ብዙሓት ሰራሕተኛታት ናብቲ ብኣካል ዝመጹሉ ቦታ ምስ ተመልሱ: ኣብ ናይ ሓባር ቦታታት ስራሕ ምስራሕን ግዜኻ ምሕላፍን የጨንቐካ ድዩ ?