Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ናብ ኣውስትራሊያ ክት ኣትዉ’ከለኹም ዝሓዝኩሞ ከተፍልጡ ንምንታይ የድሊ፡ ክኣትዉ ዝፍቀዱን ዘይፍቀዱን ነገራት’ከ ኣየኖይ’ዮም? ( ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Our bags are packed and we're ready to go

Full length shot of two attractive young women walking through an airport Source: E+

ምስ ምጅማር ኣህጉራዊ መገሻታት፣ ካብ ወጻኢ ሃገር ንዝመጹ ፈለጥትናን ኣባላት ቤተሰብን ንናይ ኣውስትራሊያ ጽኑዕ ሓለዋ ዶባዊ መርመራታት ምድላው ኣገዳሲ እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ባዮሰኲሪቲ ሕጊታት ገለ ገለ ጐዳእቲ ዘይመስሉ ኣቑሑት ግና ኣብ ኣከባቢናን ሕርሻናን ግን ከቢድ ጽልዋ ዝሕድሩ እዮም ። ሰባት ነዚ ከምዚ ዝበለ ኣቑሑ ከየፍለጡ ወይ ድክሌር ከይገበሩ ከእትውዎ እንተ ፈቲኖም: ናይ ገንዘብ መቕጻእቲ ከምኡውን ናይ ቪዛ ምስራዝ ከጋጥሞም ይኽእል እዩ ።

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

ምስ ምጅማር ኣህጉራዊ መገሻታት፣ ካብ ወጻኢ ሃገር ንዝመጹ ፈለጥትናን ኣባላት ቤተሰብን ንናይ ኣውስትራሊያ ጽኑዕ ሓለዋ ዶባዊ መርመራታት ምድላው ኣገዳሲ እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ባዮሰኲሪቲ ሕጊታት ገለ ገለ ጐዳእቲ ዘይመስሉ ኣቑሑት ግና ኣብ ኣከባቢናን ሕርሻናን ግን ከቢድ ጽልዋ ዝሕድሩ እዮም ። ሰባት ነዚ ከምዚ ዝበለ ኣቑሑ ከየፍለጡ ወይ ድክሌር ከይገበሩ ከእትውዎ እንተ ፈቲኖም: ናይ ገንዘብ መቕጻእቲ ከምኡውን ናይ ቪዛ ምስራዝ ከጋጥሞም ይኽእል እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now