Cloudy sky Source: Getty Imagesእዚ ቀጺሉ ዝቐርብ ትሕዝቶ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ እዩ፡ ኣብ ናይሎሚ መደብና ንኩነታት ኣየር ኣውስትራሊያ ዝጸልዉ ክሊማዊ ረቛሒታት እንታይ እዮም ዝብል ኣርእስቲዩ፡ ኵነታት ኣየር ኣውስትራሊያ ብብዙሓት ረቛሒታት ክሊማ ይጽሎ እዩ ። ኣብ ኣውስትራልያ ካብ ዘለዉ ን ክሊማ ካብ ዝጸልዉ ነገራት እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ኤል ኒኖ ን ላ ኒናን ፡ እቲ ንመብዛሕትኡ ክፋል እታ ሃገር ዘጋጥም ክሊማ በብዓመቱ ኣዝዩ ሓያል ጽልዋ ኣለዎም።
እዚ ቀጺሉ ዝቐርብ ትሕዝቶ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ እዩ፡ ኣብ ናይሎሚ መደብና ንኩነታት ኣየር ኣውስትራሊያ ዝጸልዉ ክሊማዊ ረቛሒታት እንታይ እዮም ዝብል ኣርእስቲዩ፡ ኵነታት ኣየር ኣውስትራሊያ ብብዙሓት ረቛሒታት ክሊማ ይጽሎ እዩ ። ኣብ ኣውስትራልያ ካብ ዘለዉ ን ክሊማ ካብ ዝጸልዉ ነገራት እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ኤል ኒኖ ን ላ ኒናን ፡ እቲ ንመብዛሕትኡ ክፋል እታ ሃገር ዘጋጥም ክሊማ በብዓመቱ ኣዝዩ ሓያል ጽልዋ ኣለዎም።