SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ እስራኤል ኣብ ሀገሩ ዝርከቡ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ናብ ካልእ ሃገር ክሰዶም ዝነበረ ስምምዕ ምስፈረሰ ኣሲርዎም ዝነበሩ ኤርትራዊያን ፈቲሑ።

sbs
Source: AAP

ኣብ ማእከል መዳጎኒ ሳህሮኒዩም ተዳጉኖም ጸኒሖም፡ ናብ ርዋንዳ ክባረሩ ዝጽበዩ ዝነበሩ 58 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ተፈቲሖም። ካልኦት 200 ዝኾኑ ስደተኛታት ሕጂውን ኣብ ደቡባዊ እስራኤል ኣብቲ ማእከል ናብ ኡጋንዳ ክጥረዙ ዝጽበዩ ዘለዉ ኣለዉ፡ እንተኾነ መጻኢ ናይዞም ስደተኛታት ኣብቲ ኣብዚ ቅንያት ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝኸደ ልኡኽ እስራኤል ምስ ኡጋንዳ ዝግበሮ ስምምዕ እዩ ክምርኮስ። ዝርዝር ትህዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ማእከል መዳጎኒ ሳህሮኒዩም ተዳጉኖም ጸኒሖም፡ ናብ ርዋንዳ ክባረሩ ዝጽበዩ ዝነበሩ 58 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ተፈቲሖም። ካልኦት 200 ዝኾኑ ስደተኛታት ሕጂውን ኣብ ደቡባዊ እስራኤል ኣብቲ ማእከል ናብ ኡጋንዳ ክጥረዙ ዝጽበዩ ዘለዉ ኣለዉ፡ እንተኾነ መጻኢ ናይዞም ስደተኛታት ኣብቲ ኣብዚ ቅንያት ናብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝኸደ ልኡኽ እስራኤል ምስ ኡጋንዳ ዝግበሮ ስምምዕ እዩ ክምርኮስ። ዝርዝር ትህዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now