Consumers shop at Carrefour supermarket in Langueux, western France, on January 29, 2022. (Photo by DAMIEN MEYER / AFP) (Photo by DAMIEN MEYER/AFP via Getty Images) Source: AFP / DAMIEN MEYER/AFP via Getty Images
ፕረዚደንት ማክሮን ናይ ፈረንሳ ንሃገሩ ንሃንደበታዊ ዜና ጸዓት ግዜ ሓጋይ ከዳልዋ’ዩ ጸኒሑ። ነዚ ሓድሽ ኩነታት ዘድልይዎ እዚኦም’ዮም ብምባል ክልተ ዘይርሳዓ ሓረጋት ከኣ ምሂዙ’ሎ፣ “the end of abundance” ከምኡ’ውን “energy sobriety” ዝብሉ። ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ብዙሓት ስጉምቲታት፣ ከም ምኽሪ ዝተዋህቡ ግን ብመንግስቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓሉ፣ ዋጋታት ጸዓት ንምቕናስን ምቁራጻት መብራህቲ ንምክልኻልን ተባሂሉ ይተኣታተዉ ኣለዉ። Published 4 January 2023 11:08am
By John Laurenson (BBC)
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ፕረዚደንት ማክሮን ናይ ፈረንሳ ንሃገሩ ንሃንደበታዊ ዜና ጸዓት ግዜ ሓጋይ ከዳልዋ’ዩ ጸኒሑ። ነዚ ሓድሽ ኩነታት ዘድልይዎ እዚኦም’ዮም ብምባል ክልተ ዘይርሳዓ ሓረጋት ከኣ ምሂዙ’ሎ፣ “the end of abundance” ከምኡ’ውን “energy sobriety” ዝብሉ። ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ብዙሓት ስጉምቲታት፣ ከም ምኽሪ ዝተዋህቡ ግን ብመንግስቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓሉ፣ ዋጋታት ጸዓት ንምቕናስን ምቁራጻት መብራህቲ ንምክልኻልን ተባሂሉ ይተኣታተዉ ኣለዉ።