Dr Berhan Ahmed is CEO of Africause, an NGO advocating for African Community Source: SBSስደተኛታት ብውጥን ደገፍ ማሕበረሰብ Community Support Program (CSP) ናብ ኣውስትራልያ ክመጹ ናይ ምእማም መስርሕ ከምዝተጀመረ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣውስትራልያ ኣፍሊጡ'ሎ። ኣመልካቲ ስደተኛ እንታይ ዓይነት'ዮ፧ እንታይ መለክዒታት ከማልእ ኣለዎ፧ ዕድመ፧፡ ቋንቋ፧ ጠለብ ስራሕ ዝረኸበ/ዝቐረበሉ፧ ቀልጢፉ ኣብ'ዚ መጺኡ ነብሱ ክኽእል ተኽእሎ ዘለዎ፧ ኣየኖት'ዮም ቀዳምነት ተዋሂብዎም ዘለው ዞባታት/ሃገራት ዓለም፧ ክፍሊት ክንደይ'ዩ፧ እቲ መስርሕ ከመይ'ዩ፧ ክሳብ መዓስ'ዩ ክፉት፧ ዝተሓጋገዙ ማሕበራት መነመን'ዮም፧ ዶክተር ብርሃን ኣሕመድ ነዚ መልሲታት ክህበና'ዩ።
ስደተኛታት ብውጥን ደገፍ ማሕበረሰብ Community Support Program (CSP) ናብ ኣውስትራልያ ክመጹ ናይ ምእማም መስርሕ ከምዝተጀመረ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኣውስትራልያ ኣፍሊጡ'ሎ። ኣመልካቲ ስደተኛ እንታይ ዓይነት'ዮ፧ እንታይ መለክዒታት ከማልእ ኣለዎ፧ ዕድመ፧፡ ቋንቋ፧ ጠለብ ስራሕ ዝረኸበ/ዝቐረበሉ፧ ቀልጢፉ ኣብ'ዚ መጺኡ ነብሱ ክኽእል ተኽእሎ ዘለዎ፧ ኣየኖት'ዮም ቀዳምነት ተዋሂብዎም ዘለው ዞባታት/ሃገራት ዓለም፧ ክፍሊት ክንደይ'ዩ፧ እቲ መስርሕ ከመይ'ዩ፧ ክሳብ መዓስ'ዩ ክፉት፧ ዝተሓጋገዙ ማሕበራት መነመን'ዮም፧ ዶክተር ብርሃን ኣሕመድ ነዚ መልሲታት ክህበና'ዩ።