Minister for Cities Alan Tudge, left, and Prime Minister Scott Morrison Source: AAPፈደራላዊ መንግስቲ ኣውስትራልያ ብሞያ ዝመጹ ሰባት ቅድሚ ናብ ካልእ ከባቢታት ምንቅስቓሶም/ምግዓዞም/ምቕያሮም ኣብ ዞባታት ወይ ገጠራት ኣውስትራልያ ክሳብ ሓሙሽተ ዓመታት ክነብሩ ክግደዱ ከምዝኽእሉ ኣተንቢሁ። እዚ ናይ መንግስቲ መግለጺ ውሑድ ዝርዝር ጥራይ’ዩ ዘለዎ፡ እንተኾነ ግን መንግስቲ ኣብ ዋና ከተማታት ኣውስትራልያ፡ ብፍላይ ኣብ ምብራቓዊ ገማምግም ዘሎ ምጽቕቓጥ ህዝቢ ክፈትሕ ተገዳስነት እናርኣየ ይመጽእ ከምዘሎ የመልክት።
ፈደራላዊ መንግስቲ ኣውስትራልያ ብሞያ ዝመጹ ሰባት ቅድሚ ናብ ካልእ ከባቢታት ምንቅስቓሶም/ምግዓዞም/ምቕያሮም ኣብ ዞባታት ወይ ገጠራት ኣውስትራልያ ክሳብ ሓሙሽተ ዓመታት ክነብሩ ክግደዱ ከምዝኽእሉ ኣተንቢሁ። እዚ ናይ መንግስቲ መግለጺ ውሑድ ዝርዝር ጥራይ’ዩ ዘለዎ፡ እንተኾነ ግን መንግስቲ ኣብ ዋና ከተማታት ኣውስትራልያ፡ ብፍላይ ኣብ ምብራቓዊ ገማምግም ዘሎ ምጽቕቓጥ ህዝቢ ክፈትሕ ተገዳስነት እናርኣየ ይመጽእ ከምዘሎ የመልክት።