ብመሰረት እዋናዊ ሓበሬታ ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ (ABS). ፡ ዋጋ ፍሩታታትን ኣሕምልትን ኣብዚ ርብዒ ዓመት እዚ ፡ ብሽዱሽተ ሚእታዊት ወሲኹ ኣሎ ። እዚ ድማ ንገሊኡ ስድራ-ቤታት ምብላዕ ፍሩታን ኣሕምልትን ብምጉዳል ጥዕናአን ኣብ ሓደጋ ከእትዋ ምግዳድ እዩ ። ይኹን እምበር ካልኦት ኣማራጺታት ኣለዉ ፤ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክምልሶ እዩ:
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
Source: SBS
Share this with family and friends

