SKIP TO MAIN CONTENT

ብኣግኡ ሓበሬታን መጠንቀቕታን ብምልኣኽ ሞትን ሓደጋ መካይንን ክቕንስ ዝኽእል ሓድሽ ቴክኖሎጂ ኣብ ተግባር ክውዕል ይሕሰብ

smart transportation with Motorway intersection
smart transportation with Motorway intersection Source: Moment RF / dowell/Getty Images

ሓድሽ ምዕቡል/ስማርት ቴክኖሎጂ ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ድሕነት መንገዲ ዘመሓይሽ ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ክትግበር’ዩ። እዚ መሳርሒ ናብ መራሕቲ መካይንን ተነቀፍቲ ወይ ተኣፈፍቲ ዝኾኑ ከም በዓል እግረኛታትን ሰብ ብሽግለታን ዝኣመሰሉ ተጠቀምቲ መንገዲን ቀጥታውን ቅልጡፍን መልእኽቲ ከቀባብል ክሰርሕ ወይ ክሕግዝዩ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣውስትራልያ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ምስ መንገዲ ዝተሓሓዙ ሞታት ኣብ ትርእየሉ ዘላ እዋን’ዩ።

Published

By Catriona Stirrat

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሓድሽ ምዕቡል/ስማርት ቴክኖሎጂ ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ድሕነት መንገዲ ዘመሓይሽ ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ክትግበር’ዩ። እዚ መሳርሒ ናብ መራሕቲ መካይንን ተነቀፍቲ ወይ ተኣፈፍቲ ዝኾኑ ከም በዓል እግረኛታትን ሰብ ብሽግለታን ዝኣመሰሉ ተጠቀምቲ መንገዲን ቀጥታውን ቅልጡፍን መልእኽቲ ከቀባብል ክሰርሕ ወይ ክሕግዝዩ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣውስትራልያ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ምስ መንገዲ ዝተሓሓዙ ሞታት ኣብ ትርእየሉ ዘላ እዋን’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now