Light smoke on a black background. Source: iStockphotoሰባት ሽጋራ ዘትክኹሉ ቀንዲ ምኽንያት ፡ ጸቕጢ መዛኑ ፡ ውጥረትን ጭንቀትን እዩ ። ባህሊ ፡ ከምኡ'ውን ኣብ ዉሽጢ ሓደ ባህሊ ምትካኽ ሽጋራ ዘስፋሕፈሐ ፡ ጠንቂ ክኸውን ይኽእል እዩ ። ኣብዚ ከምዚ ኩነታት ዝውለዱ ቆልዑ እንታይ ተራ ኣለዎም?
ሰባት ሽጋራ ዘትክኹሉ ቀንዲ ምኽንያት ፡ ጸቕጢ መዛኑ ፡ ውጥረትን ጭንቀትን እዩ ። ባህሊ ፡ ከምኡ'ውን ኣብ ዉሽጢ ሓደ ባህሊ ምትካኽ ሽጋራ ዘስፋሕፈሐ ፡ ጠንቂ ክኸውን ይኽእል እዩ ። ኣብዚ ከምዚ ኩነታት ዝውለዱ ቆልዑ እንታይ ተራ ኣለዎም?