Credit: Violetta Haas / EyeEm/Getty Images/EyeEmኣብ ግዜ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዝተዋህለለ ቢልዮናት ዶላራት ተቐማጢ ገንዘብ፡ ኣብ መላእ ዓለም ተነቢሮም ዝነበሩ ቀይድታት ምስ ተላዕሉን ዓለምለኻውያን ዶባት ምስ ተኸፍቱን፡ ሸመትቲ ኣብ 2022 ናብ መጠነ ሰፊሕ ምሕሻሽ ኣትዮም። እንተኾነ ግን ቀረብ ምስ ጠለብ ክመጣጠን ኣይከኣለን፡ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ከኣ ንዝቕባበ ካብ ተኽእሎ ናብ ክውን ክገሃድ ብምግባር ቃልዕ ኣውጺእዎ። እዚ ንዛዝሞ ዘለና ዓመት ብፋይናንሳዊ መዳይ ከመይ ኔሩን እንታይ ከ ይጽበየና'ሎ ኣብ'ዚ ክንምልከቶ ኢና።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ግዜ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዝተዋህለለ ቢልዮናት ዶላራት ተቐማጢ ገንዘብ፡ ኣብ መላእ ዓለም ተነቢሮም ዝነበሩ ቀይድታት ምስ ተላዕሉን ዓለምለኻውያን ዶባት ምስ ተኸፍቱን፡ ሸመትቲ ኣብ 2022 ናብ መጠነ ሰፊሕ ምሕሻሽ ኣትዮም። እንተኾነ ግን ቀረብ ምስ ጠለብ ክመጣጠን ኣይከኣለን፡ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ከኣ ንዝቕባበ ካብ ተኽእሎ ናብ ክውን ክገሃድ ብምግባር ቃልዕ ኣውጺእዎ። እዚ ንዛዝሞ ዘለና ዓመት ብፋይናንሳዊ መዳይ ከመይ ኔሩን እንታይ ከ ይጽበየና'ሎ ኣብ'ዚ ክንምልከቶ ኢና።