ግብረ መልሲ ነቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ተገይሩ ዘሎ እግድ ማሕበራዊ መራኸቢታት

Photo illustration of social media app logos seen on the screen of a phone outside Parliament House in Canberra, Wednesday, December 10, 2025. (AAP Image/Lukas Coch) NO ARCHIVING Source: AAP / LUKAS COCH/AAPIMAGE
መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንትሕቲ 16 ዓመት ዕድሚኦም ኣእምሮኦም የባላሹ ኣሎ ብምባል ነቲ ኣብ ዓለም ናይ መጀመርያ ዝኾነ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ እገዳ ኣብ ግብሪ ኣውዒልዎ ኣሎ ። ኰይኑ ግና ፡ እቶም መንእሰያት ካብቲ እግድ ንምህዳም ካልእ ሜላ ብምጥቃም ቅልጡፍ ምላሽ ይህብሉ ከምዘለዉ ተፈሊጡ።
Share




