SKIP TO MAIN CONTENT

"ዓወት ዓድዋ መሐበኒዶ መናቖቲ፧ መውስቦ ኤርትራዊያንን ተጋሩን፡ ዓወት ናትናኤል ኣብ ኪጋሊ" መዛረቢ ማሕበራዊ መራኸቢ

Social Media
Source: Getty Images

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ጎሊሖም ዝተራእዩ ዛዕባታት ምስ መምህር ዮሴፍ ወርቀ እዞም ዝስዕቡ ኣትኩሮ ረኺቦም ኣለዉ። መውስቦን ፖሎቲካን ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያንን ተጋሩን። ዓወት ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ኪጋሊ ብኩሎም ኤርትራውያን ይድነቕ። ኣብዓዕላ መበል 126 ዓወት ዓድዋን ዝተፈላለዩ ርእይቶታት

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ጎሊሖም ዝተራእዩ ዛዕባታት ምስ መምህር ዮሴፍ ወርቀ እዞም ዝስዕቡ ኣትኩሮ ረኺቦም ኣለዉ። መውስቦን ፖሎቲካን ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያንን ተጋሩን። ዓወት ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ኪጋሊ ብኩሎም ኤርትራውያን ይድነቕ። ኣብዓዕላ መበል 126 ዓወት ዓድዋን ዝተፈላለዩ ርእይቶታት

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now