ናይዚ ሰሙን ኣዛረብቲ ዛዕባታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ምስ መም/ ዮሴፍ ወርቀ

Social Media

Social media platforms could face more scrutiny under the Australian government's proposed new media laws. Source: SBS

ኣብ መንጎ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ላዕለዎት ተጸወዕቲ እምነት ተዋህዶ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ንኩነታት ኢትዮጵያ ካብ ዓሌታዊ ኣርኣእያታት፡ናብ ሃይማኖታዊ ኣጠማምታታት ዝዘምበለ ተርእዮታት ብብዝሒ ይርአ ኣሎ። ብተወሳኺ ትግራይ ካብ ላዕለዋይ ተጸዋዒ እምነት ተዋህዶን እስልምናን ኢትዮጵያ ብመገዲ መራሕቲ ሃይማኖታ ኣቢላ ርክብ ደው ከምዘበሎ ብወግዒ ሓቢሮም። ኣብክልልሶማልዘሎተርእዮ፡ ካብመፈንቐለመንግስቲክሳብድርቂ። ብልጽግናኣብቲክልልክልተምስንጣቁ። ነዚከዝሓሕሉፕረሲደንትእታሃገር፡ ቀዳማይሚንስተርን ፕ.ክልልኦሮምያኣብቲክልልምብጽሖም። ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዛራቢት ዘላ ጉዳይ፡ኣብ መንጎ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ላዕለዎት ተጸወዕቲ እምነት ተዋህዶ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ንኩነታት ኢትዮጵያ ካብ ዓሌታዊ ኣርኣእያታት፡ናብ ሃይማኖታዊ ኣጠማምታታት ዝዘምበለ ተርእዮታት ብብዝሒ ይርአ ኣሎ። ብተወሳኺ ትግራይ ካብ ላዕለዋይ ተጸዋዒ እምነት ተዋህዶን እስልምናን ኢትዮጵያ ብመገዲ መራሕቲ ሃይማኖታ ኣቢላ ርክብ ደው ከምዘበሎ ብወግዒ ሓቢሮም። Enter Yossief ኣብ ክልል ሶማል ዘሎ ተርእዮ ካብ መፈንቐለ መንግስቲ ክሳብ ድርቂ ብልጽግና ኣብቲ ክልል ክልተ ምስንጣቁ።ነዚ ከዝሓሕሉ ካብ ፕረሲደንት እታ ሃገር፡1ይ ሚንስተር፡ፕ.ክልል ኦሮምያ ኣብቲ ክልል ምብጽሖም።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service