ህጻን ሴም ኣብርሃም ካብ ኣዲስ ናብ ስዊዘርላንድ ብሰላም ኣትዩ፡ ዝርርብ ቀ/ሚ ኣብይን ፕረ/ደብረጽዮንን፡ ኣብዚ ሰሙን ካብ ዘዛረቡ ዛዕባታት ምስ መም ዮሴፍ

Source: Getty Images
ካልኦት ኣርእስታት፥ ህጻን ጽሃይቱ ለማ ካብ ምዕራብ ትግራይን ቃለ መሕተታን ። ኢትዮጵያ ዓወታት ሃገራውያን ጋንታታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዝተፈላለየ ምድረኻት፡ ናይ ፓትትያሪክ ኢትዮጵያ ኣቡነ ማትያስን መልሲ ዳንኤል ክብረትን ካልኦት ኢትዮጵያውያንን
Share