SKIP TO MAIN CONTENT

"ተጋደልቲ ተኾሊለን'የን ናብ ቃልሲ ዝጽምበራ ኔረን።" ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ካብ ዘዛረቡ ዛዕባታት

Social Media
Source: Getty Images

ድሕሪ ቃለ-መሕተት ጓል ሻምበል ዝመጸ ምኩላል ደቀንስትዮ ኣብ እዋን ገድሊ። ሽልማት ዋዕሮን ምትብባዕ ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ንዘተዋስኣ ደቀንስትዮን ከምኡ ድማ ደቂ ተባዕትዮን። ኣብ ትግራይ ብስም ህዝቢ ምሕጋዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኰይኖም፡ገንዘብ ህዝቢ እናተቐበሉ ኣብ ውልቀ መዓላ ዘውዕልዎ ሰባትን ኣብ ጉዳይ ናብ ትግራይ ብዘይ ሕጋውያን ደላሎ ዝግበር ናይ ሓዋላ ስራሕን ተቃውሞ ተጋሩ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ። ዝብሉ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ከዘራርቡ ዝቐነዩ ዛዕባታት ምስ መምህር ዮሴፍ ወርቀ ተዘትይሎም ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ድሕሪ ቃለ-መሕተት ጓል ሻምበል ዝመጸ ምኩላል ደቀንስትዮ ኣብ እዋን ገድሊ። ሽልማት ዋዕሮን ምትብባዕ ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ንዘተዋስኣ ደቀንስትዮን ከምኡ ድማ ደቂ ተባዕትዮን። ኣብ ትግራይ ብስም ህዝቢ ምሕጋዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኰይኖም፡ገንዘብ ህዝቢ እናተቐበሉ ኣብ ውልቀ መዓላ ዘውዕልዎ ሰባትን ኣብ ጉዳይ ናብ ትግራይ ብዘይ ሕጋውያን ደላሎ ዝግበር ናይ ሓዋላ ስራሕን ተቃውሞ ተጋሩ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ። ዝብሉ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ከዘራርቡ ዝቐነዩ ዛዕባታት ምስ መምህር ዮሴፍ ወርቀ ተዘትይሎም ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now