ሶማልያ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ወተሃደራታ ንምምላስ ሓገዝ ኣሜሪካ ትሓትት ከም ዘላ ፕረሲደንት እታ ሃገር ገሊጹ።
Somalia's President Hassan Sheik Mohamud and Secretary of state Blinken Credit: President Hassan Sheik Mohamud tweet
ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸነኽ መሓመድ እቶም ወተሃደራት ኣቐዲሙ ናብ ሃገሮም ዘይተመልሱሉ ምኽንያት ክገልጽ ከሎ ኣብታ ሃገር ዘሎ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ስዒቡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እቶም ወተሃደራት ንምምላስ ፈቓደኛ ብዘይምዃኑ ከም ዘይተመልሱ ኣረዲኡ።
Share