SKIP TO MAIN CONTENT

“ብመሰረቱ፡ እቲ ብሻዕብያን ጀብሃን ምትእኽኻብ ዝበሃል ዉዱባዊ እምበር ሃገራዊ ምትእኽኻብ ኣይኮነን።”(ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር)

Eritrean Government in Exile and its Challenges.
Source: Beyene Ghebregziabher

“እቲ ሻዕቢያን ጀብሃን ዝበሃል ኣተሓሳስባ ብረታዊ ኣተሓሳስባን ናይ ኲናት ኣተሓሳስባን እዩ።” ኣብ ወጻኢ ካብዝነብሩ ገለ ኤርትራዊያን፡ ናይ ወጻኢ መንግስቲ ንምምስራት ላዕሊ ታሕቲ ይብሉ ኣለዉ። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዓባ’ቲ ተሓሲቡ ዘሎ ምምስራት መንግስቲ ን ኣቶ ሳልሕ ጆሃር ጋዲ ኣዘራሪብናዮ ኔርና። ነቲ ቃለ መሕትት ስዒቡ ብዙሓት መንእሰያት ተቓዉሞኦም ክገልጹ ቀንዮም። ካብቶም ነዚ ሓሳብ ዝነጸግዎ ኣብ ትሕቲ ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ ዝጥርነፉ መንእሰያት’ዮም። በዚ ምኽንያት ን ኣቦ መምበር ናይቲ ምንቅስቓስ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር ኣዛሪብናዮ ኣለና። ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

“እቲ ሻዕቢያን ጀብሃን ዝበሃል ኣተሓሳስባ ብረታዊ ኣተሓሳስባን ናይ ኲናት ኣተሓሳስባን እዩ።” ኣብ ወጻኢ ካብዝነብሩ ገለ ኤርትራዊያን፡ ናይ ወጻኢ መንግስቲ ንምምስራት ላዕሊ ታሕቲ ይብሉ ኣለዉ። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዓባ’ቲ ተሓሲቡ ዘሎ ምምስራት መንግስቲ ን ኣቶ ሳልሕ ጆሃር ጋዲ ኣዘራሪብናዮ ኔርና። ነቲ ቃለ መሕትት ስዒቡ ብዙሓት መንእሰያት ተቓዉሞኦም ክገልጹ ቀንዮም። ካብቶም ነዚ ሓሳብ ዝነጸግዎ ኣብ ትሕቲ ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ ዝጥርነፉ መንእሰያት’ዮም። በዚ ምኽንያት ን ኣቦ መምበር ናይቲ ምንቅስቓስ ኣቶ በየነ ገረዝግሄር ኣዛሪብናዮ ኣለና። ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now