ብሪጣንያ ንደቡብ ኣፍሪቃ ትህቦ ሓገዝ ብምጉዳሉ ሰባት ክሞቱ ጀሚሮም።

Two thirds of children in South Sudan are malnourished (AP) Source: AP
መንግስቲ ብሪጣንያ ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ንዚግበር ሓገዝ ዝኸውን ገንዘብ ከጉድል ምውሳኑ ፡ ሓንቲ ካብ ድኻታት ሃገራት ዓለም ብጥሜት ክትሳቐ ዘስዓበ ዉሳነ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ረድኤት ኣብታ ሃገር ሰብኣዊ ቅልውላው የንጸላሉ ኣሎ ይብሉ ።
Share