ብቋንቋኹም ብዛዕባ ዝወሃብ ኣገልግሎት ጥዕና ኣእምሮ ተወሳኺ ሓበሬታ እንተደሊኹም ኣብ'ዚ መላግቦ ጠውቑ፡ https://www.sbs.com.au/language/tigrinya/what-mental-health-services-in-your-language-are-available-in-australia
ደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ቋንቋኹም ብዝዛረቡ፡ ባህልኹም ወይ እምነትኩም ብዘለዎም ክኢላታት ዘውህብ ተበግሶ

Source: AAP
ኣብ ትሕቲ ሓደ ሓድሽ ተበግሶ ኣውስትራልያውያን ኣብ’ዚ እዋን ደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ካብ ቋንቁኦም ዝዛረብ ወይ ተመሳሳሊ ባህሊ ወይ እምነት ዘለዎ ሓደ ሰብ ክረኽቡ ይኽእሉ’ዮም።
Share