ሲሶ ካብ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ሃይማኖት ከምዘይብሎም ወይ ብኣምላኽ ከምዘይኣምኑ እዮም ገሊጾም-ኣብ ናይ 2016 መጽናዕቲ ህዝቢ። ካብቶም ኣይንኣምንን ዝብሉ እሞ መንፈሳዊ ርውየት ንምርካብ ናብ ዘይስሩዕ ሃይማኖት ዝኸዱ ግና ብዝሖም እናወሰኸ ይከይድ ኣሎ። ኣስተንትኖ ወይ መዲተሽን ንመንፈሳዊ ጽምኣት ደቂ ሰባት የርዊዶ ይኸውን?
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

