Credit: Beyene Weldegiorgisኣብ ናይ ሎሚ መደብና ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ’ቲ ዓሚ ቅያ ዝሰርሓሉ ቅድድም ኣብ በልጅም ተመሊሱ ተወዳዲሩ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ዙር ምድባዊ መጻረዪ ግጥማ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 ኣካይዳ ብጊኒ 2-0 ተሳዒራ፣ ብምኽንያት ዶፒንግ ወይ ምጥቃም ብሕጊ ዝተኸልከሉ ኣካላዊ ብቕዓት ዘደንፍዑ ንጥረ ነገራት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ተላዒሉ፣ እቲ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ዩክይረን ትፍጽሞ ዘላ ወራርን ኲናትን ዝተነበረ እገዳ ግን ኣትለቲክስ ዓለም ከምዘለዎ ክቕጽል ደጊፉ ዝብሉ ገለ ትሕዝቶታት ንምልከቶም’ዮም
Published
Presented by Ibrahim Gima Ali
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ’ቲ ዓሚ ቅያ ዝሰርሓሉ ቅድድም ኣብ በልጅም ተመሊሱ ተወዳዲሩ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ዙር ምድባዊ መጻረዪ ግጥማ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 ኣካይዳ ብጊኒ 2-0 ተሳዒራ፣ ብምኽንያት ዶፒንግ ወይ ምጥቃም ብሕጊ ዝተኸልከሉ ኣካላዊ ብቕዓት ዘደንፍዑ ንጥረ ነገራት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ተነቢሩ ዝጸንሐ እገዳ ተላዒሉ፣ እቲ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ዩክይረን ትፍጽሞ ዘላ ወራርን ኲናትን ዝተነበረ እገዳ ግን ኣትለቲክስ ዓለም ከምዘለዎ ክቕጽል ደጊፉ ዝብሉ ገለ ትሕዝቶታት ንምልከቶም’ዮም