SKIP TO MAIN CONTENT

8 ማየራት ንማሕበረሰብ ደቡብ ሱዳን ደገፎም ይገልጹ።

Feature
City of Melton mayor Bob Turner, left, and Maker Mayek Source: AAP

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ደቡብ ሱዳን ብናይ መዲያን ፖለቲከኛታትን ከቢድ ኣሉታዊ መጥቃዕቲ ምስወረዶም፡ ንኣብ ቪክቶሪያ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ደቡብ ሱዳን 8 ናይ መልበርን ከንቲባታት ተኣኪቦም ደገፎም ገሊጾም። እቲ ብኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ዝህሉ ዕግርግር ስግኣት ናይ ሕብረተሰብ’ዩ ዝበሃል ኣበሃህላ ዝተጋነነን ገበን ድማ ጎዲሉ ከምዘሎን እቶም ከንቲባታት ገሊጾም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ደቡብ ሱዳን ብናይ መዲያን ፖለቲከኛታትን ከቢድ ኣሉታዊ መጥቃዕቲ ምስወረዶም፡ ንኣብ ቪክቶሪያ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ደቡብ ሱዳን 8 ናይ መልበርን ከንቲባታት ተኣኪቦም ደገፎም ገሊጾም። እቲ ብኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ዝህሉ ዕግርግር ስግኣት ናይ ሕብረተሰብ’ዩ ዝበሃል ኣበሃህላ ዝተጋነነን ገበን ድማ ጎዲሉ ከምዘሎን እቶም ከንቲባታት ገሊጾም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now