SKIP TO MAIN CONTENT

“ዑደት ዓመጽ ደው ይበል፡ እወታዊ መርኣይ ኩን!” (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )

Stop Domestic Violence
Domestic Violence Source: Pixabay / ALC

"ኣወዳት ኣወዳት ምዃኖም ኣይተርፎምን እዮ" ወይ "ደሓንዩ፡ ስለ ዝፈትወኪ ጥራይ እዩ ገይርዎ" ዝብል ሓረጋት ኣብ ልዕሊ ኣዋልድ ወይ ኣንስቲ ኣኽብሮት ዝጐደሎ ወይ ዘነኣእስ ጠባያት ብተደጋጋሚ ሰሚዕናዮ ንኸውን ። ክኢላታት ከም ዝገልጽዎ ፡ እዚ ሓረጋት እዚ ዋላ እኳ ዘይጐዳኢ እንተ መሰለ ፡ ንሕና ግና ከይፈለጥና ፡ ኣወዳት ጸቐጥቲ ክኾኑ ባህርያዊ ከምዝኾነን ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጸብለል ክብሉ ሓላል ምዃኑ ኢና ንቕበልን ነተባብዕን ዘለና።

Published

By Yumi Oba

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

"ኣወዳት ኣወዳት ምዃኖም ኣይተርፎምን እዮ" ወይ "ደሓንዩ፡ ስለ ዝፈትወኪ ጥራይ እዩ ገይርዎ" ዝብል ሓረጋት ኣብ ልዕሊ ኣዋልድ ወይ ኣንስቲ ኣኽብሮት ዝጐደሎ ወይ ዘነኣእስ ጠባያት ብተደጋጋሚ ሰሚዕናዮ ንኸውን ። ክኢላታት ከም ዝገልጽዎ ፡ እዚ ሓረጋት እዚ ዋላ እኳ ዘይጐዳኢ እንተ መሰለ ፡ ንሕና ግና ከይፈለጥና ፡ ኣወዳት ጸቐጥቲ ክኾኑ ባህርያዊ ከምዝኾነን ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጸብለል ክብሉ ሓላል ምዃኑ ኢና ንቕበልን ነተባብዕን ዘለና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now