ሚሊሻታት ኢትዮጵያ ንሓደ ሱዳናዊ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ይጨወዩን፡ ዓቃቢ ሰላም ዉሕሃ ካብ ዳርፉር ኣብዘወጸሉ፡ ግጭታት ዳግም ይለዓሉ።

Sudan clashes

A militia members sits beside military equipment allegedly seized during a battle in the contested area of south Darfur, Nyala, Source: EPA

ብቐዳም ሚሊሻታት ኢትዮጵያ ንሓደ ናይ ሱዳን ወተሃደራዊ ኣዛዚ ዶብ ሰጊሮም ብምውሳዶም ሰበስልጣን ሱዳን ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ዶብ ዓጽዮምዎ ፣ እዚ ከምዚሉ እንከሎ፡ እቲ ኣብ 2019 ነቲ ናይ ነዊሕ እዋን መራሒ ሱዳን ዝነበረ ዑመር ኣል-በሽር ዝሰዓረ ሰውራ: ነቲ ኣብታ ሃገር ብግጭት ዝሕመስ ዘሎ ዞባ ዳርፉር ሓድሽ ጅማሮ ከም ዝኸውን ተስፋ ተነቢርዎ ኔሩ ። ይኹን እምበር ፡ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ መንግስትን ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ተቓወምትን ስምምዕ ሰላም እኳ እንተ ተኸተመ ፡ እቲ ዕግርግር ተመሊሱ ይርከብ ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service