FILE - A man walks by a house hit in recent fighting in Khartoum, Sudan, April 25, 2023. . (AP Photo/Marwan Ali, File) Source: AP / Marwan Ali/APሱዳን ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ወታደራዊ ሓይልታት ዝግበር ዘሎ ንሳልሳይ ሰሙን ሒዝሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ካርቱም መጥቃዕቲ ነፈርትን መዳፍዕን ቀጺሉ ኣሎ። እቲ ኲናት ደው እንተዘይኢሉ ብዙሓት ሰላማውያን ሰባት ክሃድሙን ዝሰፍሐ ህውከት ከስዕብ ከም ዝኽእል መጠንቀቕታ ይወሃብ ኣሎ። መንግስታት ወጻኢ ንዜጋታቶምን ካልኦትን ካብታ ሃገር ምውጻእ ዝቐጸሉ ኮይኖም፡ ኣውስትራሊያን ኣመሪካን ትርከበን ብ ፖርት ሱዳን ገይረን ዜጋታተን ብመራኽብ የውጽኣ ኣለዋ።
Published
By Catriona Stirrat
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሱዳን ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ወታደራዊ ሓይልታት ዝግበር ዘሎ ንሳልሳይ ሰሙን ሒዝሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ካርቱም መጥቃዕቲ ነፈርትን መዳፍዕን ቀጺሉ ኣሎ። እቲ ኲናት ደው እንተዘይኢሉ ብዙሓት ሰላማውያን ሰባት ክሃድሙን ዝሰፍሐ ህውከት ከስዕብ ከም ዝኽእል መጠንቀቕታ ይወሃብ ኣሎ። መንግስታት ወጻኢ ንዜጋታቶምን ካልኦትን ካብታ ሃገር ምውጻእ ዝቐጸሉ ኮይኖም፡ ኣውስትራሊያን ኣመሪካን ትርከበን ብ ፖርት ሱዳን ገይረን ዜጋታተን ብመራኽብ የውጽኣ ኣለዋ።