ዓብደላ ሓምዶክ፡ ንመሰጋገሪ እዋን ክመርሕ ዳግማይ ናብ ቦታኡ ተመሊሱ።

In this photo provided by the Sudan Transitional Sovereign Council, Sudan's top general Abdel Fattah Al-Burhan, center left, and Prime Minister Abdalla Hamdok Source: Sudan Transitional Sovereign Council
ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ፡ ምርጫ ኽሳዕ ዝካየድ ፡ ን ካቢነ ሚኒስተራት ክመርሖ ምስ መራሕቲ ሰራዊት ብ ዝገበሮ ስምምዕ ናብ ቦታኡ ተመሊሱ። እንተዀነ ግን: ሰልፈኛታ እቲ ን ዓብደላ [ኣባ-ዱል-ኡህ] ሃምዶክ ኣብ ቤት ተኣሲሩ ዝነበረ ወተሃደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ዳርጋ ወርሒ ጸኒሑ ዝመጸ ስምምዕ ዝጻረር ተቓውሞታት ቀጺሉ ኣሎ ።
Share