SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያን ግብጽን ንእማመ ሱዳን ስለዝነጸግኦ ብሰንበት ዝተጀመረ ዝርርብ ዛዕባ ግድብ ህዳሴ ከም ዝተበተነ ተገሊጹ።(ሓጸርቲ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ)

Horn of Africa News
Source: AAP

ኣብ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ጸጥታ ተኣፋፊ ከምዘሎ ናይ ዉሕሃ ኣውሃሃዲ ሰብኣዊ ጉዳያት (UNOCHA) ኣፍሊጡ። መንግቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እታ ሃገር ስጉምቲ ክውሰድ ዝገበሩ እዮም ኢሉ ዝጠርጠሮም ኣመራርሓ ህወሓት ከም ዝቐየደ ኣፍሊጡ። ኣህጉራዊ ቤት ጽሕፈት ማሕበር ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ዓለም ካብ ኣዲስ ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ከም ዝዛወር ተፈሊጡ። ሕብረት ኣፍሪቃ ምስ ኣህጉራዊ ስምምዕ ናጻ ንግዲ ዝዛመዱ መሓዋራቱ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጋና ከም ዘዛወረ ኣፍሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ጸጥታ ተኣፋፊ ከምዘሎ ናይ ዉሕሃ ኣውሃሃዲ ሰብኣዊ ጉዳያት (UNOCHA) ኣፍሊጡ። መንግቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት እታ ሃገር ስጉምቲ ክውሰድ ዝገበሩ እዮም ኢሉ ዝጠርጠሮም ኣመራርሓ ህወሓት ከም ዝቐየደ ኣፍሊጡ። ኣህጉራዊ ቤት ጽሕፈት ማሕበር ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ዓለም ካብ ኣዲስ ኢትዮጵያ ናብ ሩዋንዳ ከም ዝዛወር ተፈሊጡ። ሕብረት ኣፍሪቃ ምስ ኣህጉራዊ ስምምዕ ናጻ ንግዲ ዝዛመዱ መሓዋራቱ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ጋና ከም ዘዛወረ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now