"ሓይሊታት ኢትዮጵያ ንሰራዊተይ ኣጥቂዖም" ኢላ ሱዳን ትኸስስ፡ ኢትዮጵያዊያን ኣውፈርቲ "ንብረትናን እኽልናን ብሱዳን ተሓዲግና" ኢሎም

Getty Images Source: Getty Images/AFP
4 ሕዳር ኣብ ትግራይ ኲናት ድሕሪ ምጅማሩ ሰራዊትን ምልሻን ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ብምኻዱ ነቲ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣሰሓሓቢ ከባቢታት ፋሻካ ሰራዊ ሱዳን ተቖጻጺሮሞ ክብሉ ኢትዮጵያዊያን ክጠርዑ'ከለዉ፡ ሰራዊት ሱዳን ድማ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራተይ ብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ተፈንዩኒ ኢሉ።
Share