Smoke rises as clashes continue in the Sudanese capital on April 16, 2023 between the Sudanese Armed Forces and the paramilitary Rapid Support Forces (RSF). Source: Anadolu / Anadolu Agency/Anadolu Agency via Getty Images
ኣብ ሱዳን ፡ ዋላ እኳ ተዅሲ ደው ንምባል ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ጻዕሪ እንተተገብረ ፡ እቲ ቐታሊ ግጭት ገና ይቕጽል ኣሎ ። እብቲ ዝግበር ዘሎ ኲናት ዛጊት ሰለስተ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝርከብዎም 59 ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም ፡ ተቓወምቲ ሓይልታት ናብ ስምምዕ ክመጹ ዝሕብር ምልክታት ኣየርኣዩን ። ኣብ ሱዳን ዘሎ ናይ መን ስልያን ዓብለለ ቃልሲ ነቲ ኣብ 2021 ዕልዋ መንግስቲ ድሕሪ ምፍጻሙ ናብ ደሞክራሲን ሲቪላዊ መንግስትን ዝግበር ጉዕዞ ከሰናኽሎ ይኽእል እዩ ተባሂሉ ። መራሕቲ ሰራዊትን ሓደ ጕጅለ ኮማንዶን ነቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኣልበሺር ዝተገብረ ዕልዋ መንግስቲ ንምምጻእ ብሓባር ይሰርሑ ነበሩ: ሕጂ ግን እታ ሃገር ናብ ደሞክራሲ ኣብ እትሰጋገረሉ ዘላ እዋን: ነንሕድሕዶም ኣብ ከቢድ ግጭት ተሸሚሞም ይርከቡ ። ክልቲኦም ወገናት ፡ ኣብ ርእሲ ከተማ ሱዳን ከቢድ ውግእ ከም ዘኻየደ ነንሕድሕዶ ይወቕሱ ። Published 17 April 2023 1:41pm
By Sam Dover
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣብ ሱዳን ፡ ዋላ እኳ ተዅሲ ደው ንምባል ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ጻዕሪ እንተተገብረ ፡ እቲ ቐታሊ ግጭት ገና ይቕጽል ኣሎ ። እብቲ ዝግበር ዘሎ ኲናት ዛጊት ሰለስተ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝርከብዎም 59 ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም ፡ ተቓወምቲ ሓይልታት ናብ ስምምዕ ክመጹ ዝሕብር ምልክታት ኣየርኣዩን ። ኣብ ሱዳን ዘሎ ናይ መን ስልያን ዓብለለ ቃልሲ ነቲ ኣብ 2021 ዕልዋ መንግስቲ ድሕሪ ምፍጻሙ ናብ ደሞክራሲን ሲቪላዊ መንግስትን ዝግበር ጉዕዞ ከሰናኽሎ ይኽእል እዩ ተባሂሉ ። መራሕቲ ሰራዊትን ሓደ ጕጅለ ኮማንዶን ነቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኣልበሺር ዝተገብረ ዕልዋ መንግስቲ ንምምጻእ ብሓባር ይሰርሑ ነበሩ: ሕጂ ግን እታ ሃገር ናብ ደሞክራሲ ኣብ እትሰጋገረሉ ዘላ እዋን: ነንሕድሕዶም ኣብ ከቢድ ግጭት ተሸሚሞም ይርከቡ ። ክልቲኦም ወገናት ፡ ኣብ ርእሲ ከተማ ሱዳን ከቢድ ውግእ ከም ዘኻየደ ነንሕድሕዶ ይወቕሱ ።