Prime Minister of Sudan Abdalla Hamdok Source: EPAቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ፡ እቲ ኣንጻር ዕልዋ መንግስቲ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ድሕሪ ምቕጻሉ፡ ከምሳዕቤኑ ኣብ ኢድ ሓይልታት ጸጥታ ክልተ ሰባት ድሕሪ ምሟቶምን ፡ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወረደ ኣፍሊጡ ኣሎ ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ፡ እቲ ኣንጻር ዕልዋ መንግስቲ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ድሕሪ ምቕጻሉ፡ ከምሳዕቤኑ ኣብ ኢድ ሓይልታት ጸጥታ ክልተ ሰባት ድሕሪ ምሟቶምን ፡ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወረደ ኣፍሊጡ ኣሎ ።